Zusätzliche Informationen
Gewicht | 0.452 kg |
---|---|
Grösse | 14.8 × 21 × 1.8 cm |
CHF 20.00
How to Raise Children in Diaspora: A Guide Book for Migrant Parents in Tigrigna by Mela Ateababya
Email: tesfomg2002@yahoo.com
Telefon: +44 (0)75 350 400 52
AnchorPrint Group Ltd. Leicester, UK
ሜላ ኣተዓባብያ ቈልዑ ኣብ ስደት
መምርሒ ኣተዓባብያ ሕጉሳትን ዕዉታትን ቈልዑ
ምዕባይ ቈልዑ፡ ብዙሕ ጻዕርን ሃልክን ዘድልዮ ኣድካሚ፡ ግን ከኣ፡ ፍረ ጻማ ዝርከቦ፡ ኣዝዩ ደስ ዘብል ጉዕዞ እዩ። ብዛዕባ ሜላ ኣተዓባብያ ቈልዑ ድማ ብዙሕ ክጸሓፍን ክበሃልን ይከኣል እዩ። ኣብዚ መጽሓፍ እዚ እምበር፡ ካብቲ ብዙሕ ክጸሓፍን ክበሃልን ዘለዎ፡ ከም ብጭልፋ ካብ ባሕሪ፡ ኣብ ዓሰርተ ክልተ ምዕራፋት ተኸፊሉ፡ ኣብቶም ጐሊሖም ዝረኣዩ ብድሆታት ጥራይ ብምትኳር ቀሪቡ ኣሎ።
Gewicht | 0.452 kg |
---|---|
Grösse | 14.8 × 21 × 1.8 cm |